ሳሊና-77 Salina-77

About The Book

<p></p><p>ኣብ ታሪኽ ሓርነታዊ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ፡ ብህዝብን ተጋደልትን ዝተፈጸመ ድንቂ ሰብኣዊ ተመክሮታት፣ ክሳብ ሕጂ ንዕኡ ብዝበቕዕ መጽሓፍቲ ኣይተገልጸን። መጽሓፍ 'ሳሊና-77'፡ ነቲ ብዙሕ ዘይተጻሕፈሉን ዘይተነግረሉን ህዝባዊ ግንባር ባጽዕ ንምቑጽጻር ዘካየዶ ስርሒት፣ ውግእ ሰምሃርን ሳሊናን፣ ኣብ ዉልቓዊ ዝኽርታት ደራስን ብጾቱን ብምምርኳስ እትትርኽ መጽሓፍ'ያ።</p><p>ዓመተ 1977፡ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ካብ መድረኽ ደባይ ናብ መድረኽ ተንቀሳቓሲ ቅዲ ኲናት ዝተሰጋገረሉ እዩ ነይሩ። እቲ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ዝተኻየደ ክልተ መሪር ውግኣት ሳሊና፡ ብሰንኪ ዋሕዲ ተምኩሮን ዓቅምን ዘጋጠሞ መኻልፍ ብኣደናቒ ሰብኣዊ ዛንታታት ተገሊጹ ኣሎ። ኣብ ውግእ ዓወትን ስዕረትን ንቡር ስለ ዝኾነ፡ እቲ ኣብ ውግኣት ሳሊና ተጋደልቲ ዘሕለፍዎ ኣዝዩ ጽንኩር ንምእማኑ ዘጸግም ኩነታት ኣብ መጽሓፍ 'ሳሊና-77' ብጋህዲ ቀሪቡ ኣሎ።</p><p></p>
Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
Delivery Options
Please enter pincode to check delivery time.
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.
downArrow

Details


LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE