ንምንታይ?

About The Book

ሌተናንት ኮሎኔል ታምራት ወንድነህ ኣባል ደርግን ሓላፊ ወተሃደራዊ ስለያ ኣብ ኤርትራን፡ ሓጎስ ገብረኣነንያ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ኣብ ጕዳይ ኤርትራን ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሰብ መትከልን ራእይን ከም ዝነበሩ፣

ዑስማን ያሲን፡ ኣባል ማከላይ ሽማግለን ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈትን ሓላፊ ስለያዊ ጕዳያት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ርቀት ስለያዊ ውዳበታቱን፣

ተጋዳሊት ኣዜብ በራኺ፡ ካብ ሜዳ ናብ ኣስመራ ሰሊዃ ብምእታው ዝፈጸመቶ ተልእኾን፣

ፕረዚደንት መንግስቱ ሃይለማርያም፡ እመኑ ኣይትእመኑ፡ ሻዕብያ፡ ኣቶሚክ ቦምብ ሰሪሒ'ሎ፡ ዘበሎ ስዕረት ኣብ ሜዳ ኤርትራን መረሕቲ ኲናት ጀነራላ ኢትዮጵያ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስዕረቶም እንታይ ይብሉ ከም ዝነበሩን፣

መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፡ ኣብ ክፉትን ዕጹውን ኣኼባታቶም ኣብ ልዕሊ ናጽነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርሓርነት ኤርትራን ይኣልምዎ ዝነበሩ ስዉር ተጻብኦ ብዕምቆት እተዘንቱ መጽሓፍ'ያ።

Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
Delivery Options
Please enter pincode to check delivery time.
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.
downArrow

Details

LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE