እተዳለኹም ኩኑ

About The Book

እዛ ብዉሩይ ሊቅ ዊልያም ሌን ክሬግ እተጻሕፈት መጽሓፍ ንክርስትያናዊ እምነትካ ብርትዕን ልክዕነትን ንምጥባቕ ብመረድኢታት፡ መብርሂታት፡ ክዝከር ዝክኣል ስጒምትታት ዝመልአት እያ። ብመሳጢ ኣገባብ ዶር. ክሬግ ኣርባዕተ መርትዖታት ንህልውና ኣምላኽ ይህብ፡ ንታሪኻውነት ውልቃዊ ዘረባታት የሱስን ትንሳኤን ይጣበቕ፡ ንሽግር ስቓይ ምላሽ ይህብ፡ ሃይማኖታዊ ተዛምዶነት ከም ዘይሰርሕ ድማ የርኢ። ንእግረ-መገዱ ድማ ንጽውዓ ኣምላኽ ብምስዓቡ ዛንታኡ የካፍል። እዚኣ ብሰፊሕ፡ ንክርስትያናዊ እምነት ብኸመይ ከም ትከላኸል ብምርኣይ ብምሉእ ምርዳእ ብዛዕባ እምነት ዝርርባት ንምምዕባል፡ ቀጥታውን ህዱእን መርትዖታት ንኽትጥቀም እተዕጥቕ መጽሓፍ እያ። እንታይ ከም ትኣምን ጥራይ ዘይኰነስ ነቲ ትኣምንኖ ስለምንታይ ከም ትኣምኖ፡ ንሓቂ ክትከላኸል እተዳለኻ ምዃን ድማ ንሓዋሩ ህይወት ክልውጥ ዝኽእል ሓይሊ ዘለዋ ዀይና ክትረኽባ ኢኻ።
Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
Delivery Options
Please enter pincode to check delivery time.
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.
downArrow

Details


LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE