ዕዉት ህይወት

About The Book

ዕዉት ህይወት፡ እንታይ ምዃኑ ትፈልጥዶ፧ ዓወት ክትረክብ ኢልካ ኣዚኻ እኳ እንተ ጸዓርካ ግናኸ እንተ ወዲቕካ፡ ከም'ዚ ኢልካ ብዓውታ ትጭድር ትኸውን፡ ይዋእ ኣነ ምግዱር ሰብ፡ ካብዚ ናይ ሞት ስጋስ መን ኮን ኬድሕነኒ እዩ፧ (ሮሜ7:24)። ምድሓን፡ ኣብ ጥቓኻ ከም ዘሎ ርግጽ ግበር: ንኣምላኽ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኹኖ (ሮሜ7:25)። ዕዉት ህይወት፡ እትበጽሖ ዘይኮነ እትወሃቦ እዩ። ናይ ህይወትካ ምቕያር እዩ። ብሕቡእ ዘይኮነስ ብግልጺ እዩ ዝፍጸም። ብገዛእ ርእስኻ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣባኻ ዘሎ ክርስቶስ እዩ ዝፍጸም።
Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
Delivery Options
Please enter pincode to check delivery time.
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.
downArrow

Details


LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE