መኽመስመሳይ ባርዕ

About The Book

<p>እዛ መፅሓፍ ፖለቲካዊ ትሕዝቶኣ ክዓዝዝ ስለዝደለኹሕንቁቕ ክርዳድ'' ብዝብል ኣርእስቲ እየ ጀሚረያ ፥፥ እንተኾነ ኣብ ከይዲ ብዘጋጠመና ሓደጋ ምጥፋእ ዘርእን ንዐኡ ንምምካት ዝወፈረ ንመስዋእቲ ከም ቆፀራ መርዓ ሕጉሰ ኮይኑ ዝተቐበለን ንፀሊእቲ ከም ሰጡም ማኣዶ እናሸበበ ዝቖሉ ፀማም ጅግንነት ዘርኣየና መንእሰይ ወለዶ ክስገር ስለዘይኽእል ኣርእስታ ናብ ''መኽመስመሳይ ባርዕ'' ብምቕያር ቡዙሓት ንጅግንነቱን ኣጣቓላሊ ነቲ ታሪኻዊ ክስተት ዝገልፁ ግጥምታት ሒዛ ወፂኣ ኣሊ ፥፥ ንሙለእ ትሕዝቶኣ ምንዋሕን ምሕፃርን ናይቶም ግጥምታት ከይዓገተኩም ብትኹረት ደጋጊምኩም ኣንቡባዎም ኣንጉዕ ኣይስእኑሎምን ፥፥ ሰናይ ንባብ እዛ መፅሓፍ ፖለቲካዊ ትሕዝቶኣ ክዓዝዝ ስለዝደለኹሕንቁቕ ክርዳድ'' ብዝብል ኣርእስቲ እየ ጀሚረያ ፥፥ እንተኾነ ኣብ ከይዲ ብዘጋጠመና ሓደጋ ምጥፋእ ዘርእን ንዐኡ ንምምካት ዝወፈረ ንመስዋእቲ ከም ቆፀራ መርዓ ሕጉሰ ኮይኑ ዝተቐበለን ንፀሊእቲ ከም ሰጡም ማኣዶ እናሸበበ ዝቖሉ ፀማም ጅግንነት ዘርኣየና መንእሰይ ወለዶ ክስገር ስለዘይኽእል ኣርእስታ ናብ ''መኽመስመሳይ ባርዕ'' ብምቕያር ቡዙሓት ንጅግንነቱን ኣጣቓላሊ ነቲ ታሪኻዊ ክስተት ዝገልፁ ግጥምታት ሒዛ ወፂኣ ኣሊ ፥፥ ንሙለእ ትሕዝቶኣ ምንዋሕን ምሕፃርን ናይቶም ግጥምታት ከይዓገተኩም ብትኹረት ደጋጊምኩም ኣንቡባዎም ኣንጉዕ ኣይስእኑሎምን ፥፥ ሰናይ ንባብ</p>
Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
Delivery Options
Please enter pincode to check delivery time.
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.
downArrow

Details


LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE