ቆልዓ ኣሸንዳ
shared
This Book is Out of Stock!

About The Book

ወርሒ ነሓሰ እዩ። ንጉሖ። ኣብ ድሙቕ ወጋሕታ ርግኣት ካብ ድቃሳ ተበራበረት። መዓልቲ ኣሸንዳ ምዃኑ ፈሊጣ ድማ ልባ ብታሕጓስ

ክትነጥር በለት። ካብ ልክዕ ንላዕሊ ተሃንጠወት።

ምስ ዓባይ ሓፍታ ሊድያ ብምዃን ጣዕሚ በዓል ኣሸንዳ ሎማዓንቲ ክተስተማቕሮ እያ። ብቐረባ ርሑቕ ደርፊ ኣሸንዳ ይስማዕ ኣሎ።

ምስ ዓባይ ሓፍታ ሊድያ ብምዃን ጣዕሚ በዓል ኣሸንዳ ሎማዓንቲ ክተስተማቕሮ እያ። ብቐረባ ርሑቕ ደርፊ ኣሸንዳ ይስማዕ ኣሎ።

ኣሸንዳ . . .ኣሸንዳ

ኣሸንዳ ውየ

ኣሸንዳ

ኣይ ቖልዓን ድየ?

ኣሸንዳ

ክፃወት እየ. . .

ቖልዓ ኣሸንዳ' ብዶ/ር ማጊ ታረቀ ዝተፅሓፈት ኣብ መንነት ስድራን ባህልን ተመስሪታ ተስፋን ሓጎስን ዝተስንቕ

መሳጢት ዛንታ እያ።

ናይ እዛ ናይ ቖልኡ መጽሓፍ ደራሲት ዶ/ር ማዕርግ ታረቀ ትበሃል። 'ማጊ' ብዝብል ሽምውን ትፍለጥ። ኣብ ከተማ ዓድዋ እያ ተወሊዳ

ዓብያ። ኣብ ዝዓበየትሉ ማሕበረሰብ፣ ጥንካረን ትብዓትን ኣደታትን ኣዋልድን እናረኣየት እያ ዓብያ። ኣብዝ ሕዚ እዋን ኣብ ኣሜሪካ

ፋርማሲስት (PharmD) እያ። ጎናጎኒ'ውን፣ ሞዴል ኾይና ትሰርሕ። ብዜካ እዚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ማሕበረ ሰብን፣ ኣብ

ትካላት ንግዲ'ውን ትነጥፍ እያ። ብ1922 ዓ. ም. ኤ. ኣብ ሱዳን ናብ ዝርከብ መዕቖቢ ስደተኛታት ክትሕግዝ ኣብዝኸደትሉ እዋን ፤

ናይተን ስደተኛታት ኣዋልድ መንፈስ ጥንካረን ትብዓትን ክትዕዘብ ከኣለት። ኣዝያ`ውን ተደነቐት። ብምኽንያት እዚውን ነዛ ሓፃር ዛንታ

'ቆልዓ ኣሸንዳ' ናይ ቖልዑ መፅሓፍ ክትጽሕፍ'ውን ኣለዓዒልዋ ነዛ መሳጢት ዛንታ ክትፅሕፍ ኪኢላ።

Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.
2290
Out Of Stock
All inclusive*
downArrow

Details

LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE