Ona and Besik-Dira ዖናን በስክዲራን


Delivery Options
Please enter pincode to check delivery time.
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.

LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE

About The Book

<p>ዖናን በሰክዲራን ህልቒት ዓድታት ሰንሒት 1970-71</p><p>ዛንታታት ተመኩሮ ገድሊ ቅጺ 11</p><p></p><p>ድሕር'ቲ ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ጀነራል ተሾመ እርገቱ ብ21 ሕዳር 1970 ኣብ መገዲ ኣስመራ ከረን ኣብ ባልዋ ብድብያ ተጋደልቲ ምቕታሉ፡ ክሳብ ፈለማ ለካቲት 1971፡ ኣብ ብዙሓት ዓድታት ሰንሒት ኣዝዩ ኣሰቓቒ ግፍዒ ተፈጺሙ። በቲ ብቕትለት ጀነራል ተሾመ ዝያዳ ዝተጋደደ መንግስታዊ ናይ ግፍዒ ፖሊሲ ኣብ ዖና፡ በሲኪዲራ፡ ገለብ፡ ደብረሲና፡ ሃብረንጋቓን ካልኦት ዓድታትን ብጠቕላላ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰለማዊ ህዝቢ ሃሊቑ። በዚ ምኽንያት'ዚ ኣብ ብዙሕ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ግዝኣት ኢትዮጵያ ሰፊሕ ተቓዉሞ ኣርእዮም። እዛ ኣብ ቅጽታት ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ መበል 11 ቅጺ ዝኾነት ዖናን በስክዲራን፡ ህልቂት ዓድታት ሰንሒት 1970-71'' እምበኣር ከም መቐጸልታ ኣብ'ዚ ቅጽታት'ዚ ብ2017 ከም ቕጺ 8 ዝተሓትመት ግፍዒ፣ ነቲ ሽዑ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝወረደ ኣሰቃቒ ህልቂት ብልሳን'ቶም ግፉዓት ብዝርዝር መዝጊባቶ'ላ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ካብ ውጻእ መዓት፡ ስድራቤት ግዳያትን ናይ ዓይኒ መሰኻክርን እናተቐንዘዉ ኣብ ዘቕረቡዎ ምስክርነት ዝተመስረተት'ያ።</p>
Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
Fast Delivery
Fast Delivery
Sustainably Printed
Sustainably Printed
downArrow

Details