ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ፧ - ONCE SAVED ALWAYS SAVED? (Tigrinya)
Ethiopic (Geâ’Ez)
Delivery Options
Please enter pincode to check delivery time.
*COD & Shipping Charges may apply on certain items.
Review final details at checkout.

About The Book

ርዳኢት ናይ ዝበዝሑ ወንጌላውያን፡ ሓደ ሰብ ሓንሳእ ንክርስቶስ ከም መድሓኒ ምስ ተቐበሎ፡ ምድሓኑ ዉሑስ እዩ፡ ዝብል እዩ። እዚ ርድኢት ቃል ኣምላኻዊ ድዩ? ሓንሳእ ምስ ደሓንኩ ኩሉ ሳዕ ድሒነ እየ ኢልካ ምሕሳብ ቅኑዕ ድዩ?

ዴቪድ ፓውሶን፡ ኣብዛ መጽሓፉ፡ ነዚ ሕቶ፡ ን ቃል ኣምላኽ፡ ትምህርታት ናይ ከም በዓል ኣውጉስቲን፡ ማርቲን ሉተር፡ ወስሊ ዝኣመሰሉ ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ብዙሕ ጽልዋ ዘለዎም መምሃራን፡ ከምኡ ውን ወንጌላውያን ርድኢታት ብዛዕባ ጸጋን ጽድቅን፡ መለኮታዊ ልኡላውነት ኣምላኽን ሓላፍነት ናይ ሰብን ብዕምቆት ብምጽናዕ ይምርምር።

ኣብቲ ግደ ርስቲ ቅዱሳን ወራሲ ንምዃን፡ ድሕሪ ዳግም ምውላድ፡ ካልእ ዘድሊ ነገር ኣሎ ድዩ፧ ኢሉ ድማ ይሓትት። እዛ መጽሓፍ፡ እቲ 'ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ' ዝብል ርድኢት፡ ቃል ኣምላኽ ዝህቦ ውሕስነት ድዩ፡ ወይስ ናይ ሰብ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዘንቀሎ ውሕስነት እዩ፡ ንምውሳን ትሕግዝ መጽሓፍ እያ። መልሲ ናይዚ ሕቶ፡ ኣብ ቅዲ ናብራና ከም ክርስትያናትን፡ ንኻልኦት ከመይ ጌርና ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ንገብርን፡ መሰረታዊ ጽልዋ ኣለዎ።

Piracy-free
Piracy-free
Assured Quality
Assured Quality
Secure Transactions
Secure Transactions
downArrow

Details

LOOKING TO PLACE A BULK ORDER?CLICK HERE